Informationsfilmer om tandvård på tigrinja

ናይ ስዊደን ህዝባዊ ኣገልግሎት ሕክምና ስኒ(The Swedish Public Dental Service ) ብርክት ዝበሉ ምኽርታት ብዛዕባ ውሉድካ ከመይ ጌሩ ስኑ ከም ዘጽሪ፣ ምስ ሓኪም ስኒ ንምርኻብ ከመይ ከምዝሰርሕ፣ ከምኡ`ውን ፍሎራይድ ዝልከይ እንታይ ምዃኑን ዝበሉ ናይ ምኽሪ ሓበሬታ ፊልምታት ኣዳልዩ ኣሎ። ኣብዚ እዞም ናይ ሓበሬታ ፊልምታት ብቛንቋ ሶማልኛ ብድምጺ ትረኽቦም።

Hur ska jag borsta mina tänder?

Hur ska jag borsta tänderna på mitt barn?

Tandborstning, mat och socker

Besök hos tandläkaren

Polering och fluoridlack